invitation PDF Print E-mail
Saturday, 10 March 2007

ኣገዳሲ ህዝባዊ ምልክታ / መጸዋዕታ

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራዉያን፡ ኣቐዲሞና ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም።

ቐጺልና ንሰሉስ ዕለት 13 መጋቢት (March) 2007, ስዓት 9፡30 ናይ ምሸት ብናይ ኤሮፓዉያን ኣቆጻጽራ፡ ኣባላት ናይ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝመደበሩ፡ ኤርትራዊ ምንቅስቃስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤ.ም.ዲ.ሰ.መ) ባሂሉ ዝጽዋዕ፣ ብዘይጎነጻዊ ኣገባብ፡ ንሓርነቱን ሰብኣዊ ክብሩን ደው ዝብል ሓያል ሕብረተሰብ ኣብ ኤርትራ ንምህናጽ ዝቃለስ ማሕበር፡ ኣብ ፓልቶክ (Paltak) ኣብ ኣዳራሽ "Eritrean Room For Strong And United Opposition" ብምምጻእ ብዛዕባ ማሕበሮምን ሬዲዮ ድምጺ መሰልና ደሊናን ኣገዳሲ ሓበሬታ ንኽሕቡርና ክመጹ ስለ ዝዀኑ ኩልኹም ብጉዳይ ሃገርን ህዝብን ኤርትራ እትግደሱ ኽቡራት ዜጋታት ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብትሕትና ንዕድም፡

ብድሓን ምጹ!!

ካብ ኤርትራውያን አባላት ናይ ዝተፈላለያ ውድባትን፡ ስቪካዉያን ማሕበራትን፡ ውልቀ ሰባትን፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ፓልቶክ (Paltalk), ኣብ ኣዳራሽ Eritrean room for strong and united opposition " ብዛዕባ ጉዳይ ሃገርናን ህዝብናን እንመያየጥን እንዝትን ኽቡራት ዜጋታት፡፡ email: This e-mail address is being protected from spam bots, you need JavaScript enabled to view it
 
< Prev   Next >

Login to Alenalki






Lost Password?
No account yet? Register

Syndicate

Who's Online

We have 104 guests online