Msgana PDF Print E-mail
Monday, 03 September 2007

                        ምስጋና።

 ብምኽንያት  ኣዚና ኣንፍቅሮ ኣቦና ሑሰን፡ ዮሱፍ፡ ሓሚድ  ዕረፍቲ፡ ግዜኹምን ገንዘብኩምን ኣጥፊእኩም ኣብ ጎድኑ ኣብ ሆልስፒታል ዝቐነኹምን፡ ኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሩ ዝተሳተፍኩምን፡ ክሳብ ኣብ ዘለናዮ ብኣካል መጺእኩም ዘጸናናዕኩሙናን፡ ከምኡ’ውን ካብ ቀረባን፡ ርሑቕን ብተለፎንን፡ ፋክስን፡ ኢመይል፡ ተሳታፍነት ሓዘንኩም ዝገለጽኩምልናን፡ ዘጸናናዕኩም፡ ንኹሉኹም የቐንየልናን፡ ሕሰም ኣይትከቡ እንዳበልና ካብ ማዕሙቕ ልብና ዝፈልፈለ ምስጋናና ነቕርብ።

ብፍላይ እውን፡ ኣባላት EMCA (Eritrean Muslim Community Association) ከምኡውን ካብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዝርከቡ ኣባላት ተጋድሎ፡ ሓርነት፡ ኤርትራ፡ ሰውራዊ፡ ባይቶ ንዘገበርኩሙልና ፍሉይ ብጻያዊ ተሳታፍነት ሓዘንኩም ከይመስገንናዮ ክንሓልፍ ኣይንመርጽን።

ደጊምና ሕሰም ኣይትከቡ፡

ካብ ሙሉኣት ስድራ-ቤት።

 
< Prev   Next >

Login to Alenalki






Lost Password?
No account yet? Register

Syndicate

Who's Online

We have 140 guests online