|
Important Public Announcement |
|
Wednesday, 28 February 2007 |
|
On March 8, the International Women's Day 2007, at 9:30 pm European time, the well-known human right activist Dr. Dania Avallone, the founder human rights group Asper (http://www.asper-eritrea.com) in Italy will be our guest speaker in paltak, in the "Eritrean Room For Strong And United Opposition", therefore we would like to invite all freedom lovers to come to listen and discuss about the conditions of Eritreans prisoners of conscience and human right abuse in Eritrea
Sincerely yours, From moderators of the " Eritrean room for strong and united opposition " in paltak ኣገዳሲ ህዝባዊ ምልክታ / Important Public Announcement ንዕለት 8 መጋቢት 2007, ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ, እታ ዉሪይቲ ንሰብኣዊ መሰላት ተጣባቒት ዶ/ር ዳኒያ ኣቨሎነ መስራቲት ማሕበር ንሰብኣዊ መሰል እትጣበቕ ፡ ኣስፐር ኣብ ዓዲ ጣልያን ፡ ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራን ከምኡ'ዉን ኩነታት ናይ ሕልና እሱራንት ንምሕባር ናብ ፓልቶክ (Paltak) ስዓት 9፡30 ናይ ምሸት ብናይ ኤሮፓዉያን ኣቆጻጽራ ኣብ ኣዳራሽ ኤርትራዉያን ንሓያልን ሕቡርን ተቓዉሞ ደንበ ክትመጽእ ስለ ዝዀነት ኩልኹም ኣፍቀርቲ ሓርነት ኣህዛብ ሓቢርኩም ምሳና ከተምስዩ ብትሕትና ንዕድመኩም፡፡ ምስ ሰናይ ትምኒት! ካብ ኣመሓደርቲ "ኣዳራሽ ኤርትራዉያን ንሓያልን ሕቡርን ተቓዉሞ ደንበ " መራኸቢ ቡዝሓን ፓልቶክ |